⚕️ቀጽሪ ጥዕናQitsri T'ena
ዝተረጋገጸ ሞያዊ ብቕዓት

ዶ/ር ኣማኑኤል በርሀ ወልደሚካኤል

ተመራማሪ ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ባዝል (USB)

Research Fellow at USB Basel

ብዛዕባይ

ኣነ ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ባዝል (USB) ተመራማሪን ኣብ ስዊዘርላንድ ብሞያ ሕክምና ዝተረጋገጽኩ ሓኪምን ካብ ዩኒቨርሲቲ ባዝል (University of Basel) ብሞያ ሕክምና ማስተር ዲግሪ ዘሎኒ እየ። ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቐሰምክዎ ሰፊሕ ኣህጉራዊ ክሊኒካዊ ተመክሮ ዘለኒ ኮይኑ፡ ንማሕበረሰብና ብቋንቋና ስነ-ፍልጠታዊ ሓበሬታ ንምብጻሕ እሰርሕ።

ደረጃ ትምህርቲ

Eidg. Dipl. Arzt (University of Basel)

ዓውዲ

ሓፈሻዊ መጥባሕቲ · ሓፈሻዊ ውሽጣዊ ሕክምና · ስነ-ኣደን ህጻናትን

ናይ ስራሕ ቦታ

Spital Aarberg, Insel Gruppe AG, Switzerland

📅 ቆጸራ ሓዙ

ጸገምኩም ብትግርኛ ጽሓፉ። ድሕሪ ምርግጋጽ ክፍሊት፡ ዶ/ር ኣማኑኤል በርሀ ወልደሚካኤል ንመልእኽትኹም ኣንቢቡ ብቐጥታ ክድውለልኩም እዩ።

📅 ቆጸራ ንምሓዝ ኣብዚ ጠውቑ

ውሑድ ክፍሊት ምኽሪ፡ 15 CHF

⚠️ ኣብዚ መርበብ ዘሎ ናይ AI መመርመሪ ምልክታትን ጽሑፋትን ንትምህርቲ ጥራይ እዮም። ቆጸራ ምሓዝ ግን ምስ ብቑዕ ሓኪም ዝግበር ናይ ሓቂ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት እዩ። ህጹጽ ኩነታት እንተሃልዩ ቆጸራ ኣይትጸበዩ — ናይ ሃገርኩም ቁጽሪ ህጹጽ ረድኤት ደውሉ።